ሎሚ ሰኑይ 20 ጥሪ፡ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንምዃን ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ዳግም ናብ ቤተ-መንግስቲ ንምምላስ ይዳሎ ኣሎ። ኣብቲ ብሰንኪ ክቱር ቀዝሒ ...
The inauguration ceremony will be a scaled-down event due to frigid weather, with about 600 people witnessing the change of ...
Donald Trump took the oath of office Monday, becoming the 47th president of the United States. He is only the second ...
The blast happened Saturday near the Suleja area of Niger state after individuals attempted to transfer gasoline from one ...
ሰብ-መዚ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ናብቶም ዘይሕጋውያን ኢሎም ዝጽውዑዎም ዓደንቲ ዝኣቱ ቀረብ ከቋርጽ ድሕሪ ምውሳኖም፡ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ዓሰርተታት ሬሳታትን ዝማሰኑ ዓደንቲን ኣውጺኦም። ኣማኢት ግና ...
ኣብ መንጎ ሓገግቲ ኣካላት ኣመሪካን ቻይናዊ ትካል ዳንስባይትን፡ ኣብ ተጠቃምነት ቲክቶክ ኣመልኪቱ ነዊሕ ዝጸንሐ ክርክር፡ ናብ መወዳእታ ምዕራፍ ዝበጽሐ ይመስል። ክሳብ ሰንበት ሓደ ለውጢ ምስ ዘይህሉ ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብፈኲስ ገበናት ኣወላፊ ሓሽሽን ካልእ ድሒሩ ዝተመሓየሸን መምርሒታት ተኣሲሮም ንዝጸንሑ 2,500 ዜጋታት ምሕረት ገይሩ። እዞም ዛጊት ዝርዝሮም ...
ኣብ ጁባ ርእሰ-ከተማ ደቡብ ሱዳን፡ ድሕሪ ቅትለት 29 ደቡብ ሱዳናውያን ኣብ ወድ-መደኒ ሱዳን፡ ብዝሰዓበ ህዝባዊ ናዕቢ እታ ከተማ ሓሙስ ተናዊጻ ኣምስያ። ድሕሪ’ቲ ህዝባዊ ቍጠዐ፡ ነበርቲ፡ ትካላት ...
ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ሎሚ ሓሙስ ብኣመሪካ እገዳታት ከም ዝንበረሎም ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ቀጥታዊ ኣፍልጦ ዘለዎም ሰለስተ ምንጭታት ንሮይተርስ ገሊፆም። ብሰንኪ ክልተ ...
ኣብ ከተማ መቐለ “ይኣክል” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሰለስተ መዓልታት ቀትርን ለይተን ዝተኻየደ ሰልፊ ሎሚ ሓሙስ ወጋሕታ ተዛዚሙ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ ቅዋም፣ “መራሕቲ ...